ዘይዛሪ ፀገም ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና – ፈረስ ማይ ዓድዋ

ፀገማት ማሕበረሰብና ብፍላይ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ዘሎ ገም ኣብ ኩሉ ውሻጠ ከባቢና ኣሎ። ኣብ ወረዳ…

ፀልማት ንምግላህ ኣብ ፀልማት እትበርህ ህይወት መትከል!!

መትከል ካብቶም ትግራይ ንፅባሕ ተስፋ እትገብረሎም ንፍዕቲ ግን ድማ ናይ ፅባሕ ፀልማት ንምግላህ ኣብ ፀልማት እትበርህ…

ቑ2 – ድራር ዘይብሎም ተመስገን ዝድረሩ ፅጉማት ወገናትና!! – ልግሲ ተጋሩ ስዊስዘርላንድ

ተጋሩ ነበርቲ ስዊስዘርላንድ ቅድሚ ኣዋርሕ ብዝለኣኽዎ 168,650.00 ቅርሺ ኣብ ዞባታት ትግራይ ምዕራብ፣ ሰሜን ምዕራብን ካልኦትን ብምዛር…

ቑ1 – ድራር ዘይብሎም ተመስገን ዝድረሩ ፅጉማት ወገናትና!! – የቐንየልና ማሕበር ማርያም ዲቦ

  ማሕበር ማርያም ዲቦ ቅድሚ ኣዋርሕ ብዝለኣኽዎ 70 ሺሕ ቅርሺ ኣብ 4 ዞባታት ትግራይ ብምዛር ንሓንቲ…

መደብ ፍሉይ ድሌት ኣብ ቴሌቪዥን ድወት!!

ብሰንኪ ፋይናንሳዊ ፀገም ንኣርባዕተ ወርሒ ተቋሪፁ ዝነበረ መደብና መደብ ፍሉይ ድሌት ንዳግም መስዋእቲ ኣብ ቴሌቪዥን ድወት…

ጉዕዞ ሂወት ትምህርቲ ብቲለ ቲለ!!

ለታይ ንጉስ ትበሃል። ብዘጋጠማ ከቢድ ኣካላዊ ስንክልና ንሓደጋ ብምቅልዓ ብሓገዝ ሕክምና ሓደ እግራ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖሪፁ።…

ንብዓት ብዙሓት ዝሓበሱ ጀጋኑና ንብዓቶም ንሓብሰሎም – ኣብ ፀገዴ ኣውሮራ

1+

“10 መዓልቲ ተሪፉታ?” ዝተበሃለት ተስፋ ወገናታ እትፅበ ሂወት ተስፋይ

ተስፋይ ሂወቱን ሂወት ቤተሰቡን ንምልዋጥ ኢሉ ባሕሪ ተሳጊሩ ን 6 ዓመት ኣብ ኲዌት ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ…

“ልዕሊ ምውታንን ትሕቲ ህልዋትን ዝኾነ ሂወት!!” – ኣማኑኤል

ወዲ 49 ዓመት ኣማኑኤል ሂወተይ ልዕሊ ምውታንን ትሕቲ ህልዋትን ኮይኑ ኣብ ምንም ዘይብላ ኢድ ወላዲተይ ኮይና…

ብፈተና ዘይተንበርከኸት ፃዕራምን መርኣያን ጓል ኣነስተይቲ!!!

ኣበባ ካብ ኣዳማ ዝተመዛበለት ፃዕራም ጓል ኣነስተይቲ እያ። ብሰንኪ ሃገራዊ ቅልውላው 2 ደቃ (ሓዲኡ ኣካላዊ መጉዳእቲ…