ደስታ መረሳ ሰሓርቲ ሳምረ ተወሊዳ ዓብያ ተማሂራ ልዑል ውፅኢት ትምህርቲ ዘመዝገበት በዓልቲ ተስፋ 1ይ ድግሪ ብኣካውንቲንግ ተመሪቓ እያ። ስራሕ ካብ ዘይትጅምር ግና 2 ዓመት ገይራ ኣላ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ተጋሩ ነበርቲ ዱባይ ንሙሉ 16 ሺሕ ብር ባዕልኻ ንዝፀገሞ ሃበልና ብዝበልኡ መሰረት ኣበርኪቱላ ኣሎ። ደስታ ሓፍትና ረኺብኩም ከተበረታትዕዋ ንእትደልዩ ኣሕዋትና ብ +251966399297 ርኸብዋ።
0