ሰብ ፍሉይ ድሌት ዛዕባ ኩሉ ሕብረተሰብ እዩ።
ለታይ ንጉስ ትበሃል። ብዘጋጠማ ከቢድ ኣካላዊ ስንክልና ንሓደጋ ብምቅልዓ ብሓገዝ ሕክምና ሓደ እግራ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖሪፁ። ንእሽቶን እፎይታ ረኺባ ትምህርታ ብቲለ ቲለ ምምሃር ጀመራ። ሐዚ ግና ብጉዱሳት ኣሕዋትና ሓገዝ ኣብ ኣፍደገ ቤት ትምህርቲ ገዛ ተካርዮም ዘድሊ ኣማሊኦም ብዊልቼርን በትርን ሓገዝ ቅሩብ ፀገማታ ተቃሊሉ ኣሎ።
Your email address will not be published. Required fields are marked *
Comment
Name *
Email *
Website
Save my name, email, and website in this browser for the next time I comment.