ሰብ ፍሉይ ድሌት ዛዕባ ኩሉ ሕብረተሰብ እዩ።
ሃይለ ብርሃነ በቶም ትምክሕቲ ሃይልታት ሂወት በዓልቲ ገዝኡ ስኢኑ 6 ቆልዑት ሒዙ ንብዓት ተነፂፉ ይሓድር ዝነበረ ሓውና፤ ሐዚ ሳላ ተጋሩን ኤርትራውያንን ኣሕዋቱ ልዕሊ1.15ሚልዮን ብር ተሓጊዙ ደቁ ብፅቡቕ ሞራልን ይመርሕ ኣሎ። ኣብ ንግዳዊ ንጥፈታት ይንቀሳቀስ ኣሎ። ገንዘብኩም ኣብ መዓልኡ ስለዝወዓለ ደስ ይበልኩም!!!!!!!!
Your email address will not be published. Required fields are marked *
Comment
Name *
Email *
Website
Save my name, email, and website in this browser for the next time I comment.